ድምጺ ቃል ኣምላኽ

ድምጺ ቃል ኣምላኽ

ምእዋጅ ፍቕሪ ኣምላኽን ምስባኽ ወንጌል ኢየሱስ ክርስቶስ

Daily Bible Verse

Live & Youth

Listen live and explore our Youth Corner

ድምጺ ቃል ኣምላኽ ፈነወ ራድዮ

Broadcasting God's Love

Youth Corner

A dedicated space for youth devotionals, inspiring stories, videos, and resources to help you grow closer to Jesus.

Explore Now →

መንፈሳዊ ንባባት

መንፈሳዊ ንባባት ንዕቤት እምነትና ኣገዳሲ እዩ'ሞ፣ ከምትባርኹሉ'ውን እምነትና እዩ።

"ዝበለኩም ግበሩ"

ኢየሱስ ናይ መጀመርታ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ ዝገበሮ ተኣምራት።

ምሉእ ንባብ

"ክጽሊ ከሎ ተለወጠ"

ለውጢ እንተደኣ ንደልይ ኮይንና፣ ናይ ጸሎት ሰባት ክንከውን ኣሎና

ምሉእ ንባብ

"እዚ ብስመይ ዝተሰምየ ሕዝበይ..."

እዚ ብስመይ ዝተሰምየ ሕዝበይ ከዓ ትሕት እንተበለ...

ምሉእ ንባብ

ኣስተምህሮ

እዚ ክፍሊ እዚ ዝተፈላልዩ ኣስተምህሮታት ዝሓዘ ክኸውን እንከሎ፣ ፍልይ ዘብሎ ግና መብዛሕትኡ ብክቡር ኣቦና ነፍሰኄር ኣባ ተኽልዝጊ ዑ/ግዮርጊስ ዝተዋህበ ኣስተምሮ ብምዃኑ እዩ።
ወትሩ ሓሙስ ምጽናዕቲ ቅዱስ መጽሓፍ ብቴልኮንፈረንስ።
ሰዓት 9:00 ናይ ምሸት ብናይ ሰሜን ኣመሪካ ኣቆጻጽራ — ቁጽሪ ስልኪ +1 712-832-7047 — መእተዊ ኮድ 733486#

Pastor

ኣስተምህሮ

Latest Sermon

Media & Content

Listen to our inspiring podcasts and watch powerful video content

Podcasts

Latest Episodes

Videos

ኣታ ናይ እግዚኣብሔር ሰብ። ቐዳማይ ክፋል — ሰሙናዊ ቪደዮ

---------------///////--------------

ብዛዕባና — About Us

ፍቕሪ ክርስቶስ ብማዕበል ኣየር ምዝርጋሕ
Spreading the love of Christ through the airwaves

ተልእኮና — Our Mission

ዕላም ራድዮ ድምጺ ቃል ኣምላኽ ብመንጽናዕቲ ቅ/መጽሓፍን፣ ብዘነቓቕሕ መዝሙርን፣ ብመንፈሳዊ ንባባትን፣ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ወንጌል ንምእዋጅ እዩ።
This site exists to proclaim the Gospel of Jesus Christ through inspiring songs, biblical teaching, and uplifting content.

ራእይና — Our Vision

ብሓይሊ ቃል ኣምላኽ ሕይወት ክቕየር ምርኣይን፣ ኣመንቲ ብእምነቶም ዝዓብዩሉ መድረኽ ምድላው እዩ።
To see lives transformed through God’s Word and to provide a place where believers grow in faith.

ኣገልግሎትና — What We Offer

  • ዘነቓቕሑ መዛሙርን፣ መደባት ትምህርትን — Gospel songs and teachings
  • መዓልታዊ ጥቕስታት ካብ ቅዱስ መጽሓፍ — Daily Bible verses and devotionals
  • ሰሙናዊ ኣስተምህሮታት — Weekly sermons & biblical teaching
  • ኣነቓቓሒ ፖድካስትን ትሕዝቶታት — Inspirational podcasts & content
  • ሰሙናዊ መጽናዕቲ መ/ቅ ብቴለኮንፈረንስ ስ.ቁ +1 712832-7047 ኮድ 6291